Tigrinya

Tigrinya

ዉላድኩም ብኮሮና እንተተለክፉ ዎይ (Covid-19)

ናብ ናይ ኹሙና ናይ ጥዕና ግሩብ በዚ ዝቅጽል ቴለፎናት ግድን  ትድውሉ -41911923-41912491 ወይ  41912304.

እቶም ናይ ጥዕና ጉሩብ ኣፍልጦ ናይ ሕኽምና ዘለዎም ሰራሕተኛታት እዮም.

እዚ ከኣ ካብ ምትሕልላፍ ለበዳ ምስ ናይ ቀረባ ፈለጠ ዉላድኩም ሓጋዚ ይከዉን. ብኸምዚ መገዲ ጥራይ ኢና ካብ ለበዳ ንከላኸል.

እስኹም እዉን ኣብ ገዛ ኮፍ ኸትብሉ ኣለኩም  ምሳኩም ዘይነብሩ ሰባት ካብ ምርካብ ዉን መዐቃብ. ኸሳብ ናጻ ትብሃሉ.

ጽቡቅ መምርሒ እንድሕር ተታሒዝኩም ኮንኩም.

https://www.sst.dk/-/media/Udgivelser/2020/Corona/Overs%C3%A6ttelser/Bliv_hjemme-tigrinya.ashx